ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

እዮብ ንእተጸገሙ ብተኣማንነት የፍቅሮም

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ከም ናይ እዮብ ዝበለ ጽቡቕ ስም ኣሎካዶ፧

ከም ናይ እዮብ ዝበለ ጽቡቕ ስም ኣሎካዶ፧

እዮብ ኣኽብሮት ጐረባብቱ ረኺቡ (እዮ 29:7-11)

እዮብ ነቶም ጽጉማት ብተኣማንነት የፍቅሮም ነይሩ (እዮ 29:12, 13w02 15/5 22 ¶19፣ ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ)

እዮብ ጽድቅን ፍትሕን ኣርእዩ (እዮ 29:14it-1 655 ¶10)

ጽቡቕ ስም ኣዝዩ ኽቡር እዩ። (w09 1/2 15 ¶3-4) ነዚ ኸኣ፡ ንነዊሕ ግዜ ቕኑዕ ብምግባር ኢና እነጥርዮ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘በየናይ ባህርያት እየ ዝፍለጥ፧’