ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ክርስትያናዊ ህይወት

ስእለ ጽዩፍ ጐዳኢ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

ስእለ ጽዩፍ ጐዳኢ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

ሎሚ፡ ስእለ ጽዩፍ ብቐሊሉ ኣብ ፈቐዶኡ ኺርከብ ይከኣል እዩ። ብዙሓት ሃይማኖተኛታት ከም ዝዀኑ ዚዛረቡ ሰባት እውን ከይተረፈ፡ ስእለ ጽዩፍ ጐዳኢ ኸም ዘይኰነ እዮም ዚሓስቡ።

ነታ ስእለ ጽዩፍ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሓጢኣት ድዩ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዛ እትስዕብ ሕቶ መልሳ፦

እዚ ዚስዕብ ጥቕስታት፡ ኣምላኽ ንስእለ ጽዩፍ ብኸመይ ከም ዚርእዮ ንኽንርዳእ ዚሕግዘና ብኸመይ እዩ፧