ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

እዮብ ስነ ምግባራዊ ንጽህናኡ ዝሓለወ ብኸመይ እዩ፧

እዮብ ስነ ምግባራዊ ንጽህናኡ ዝሓለወ ብኸመይ እዩ፧

እዮብ ምስ ኣዒንቱ ኺዳን ተኣታተወ (እዮ 31:1w10 15/4 21 ¶8)

እዮብ ንሳዕቤን ኣበሳ ሓሲብሉ (እዮ 31:2, 3w08 1/9 11 ¶3)

እዮብ፡ የሆዋ ንኣካይዳኡ ኸም ዚዕዘቦ ዘኪሩ (እዮ 31:4w10 15/11 5-6 ¶15-16)

ንጹህ ምዃን ኪብሃል ከሎ፡ ውሽጣውን ደጋውን ንጽህና የመልክት። ልብና እውን ከይተረፈ ንጹህ ኪኸውን ንደልዮ ኢና።—ማቴ 5:28