27 ሕዳር–3 ታሕሳስ
እዮብ 20-21
መዝሙር 38ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ሃብቲ መለክዒ ጽድቂ ኣይከውንን”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
እዮ 20:2—ሽማግለታት ነቶም ምስ “ዚርብሽ ሓሳባት” ዚቓለሱ ዘለዉ ብኸመይ ኪሕግዝዎም ይኽእሉ፧ (w95 1/1 9 ¶19)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እዮ 20:1-22 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 1)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት፣ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዚምራሕ ድማ ኣርኢ። (th መጽናዕቲ 6)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w09 1/9 3-7—ፍረ ነገር፦ ኣምላኽ ሃብቲ ይመባጽዓልካ ድዩ፧ (th መጽናዕቲ 17)
ክርስትያናዊ ህይወት
“በቲ ዘሎካ ዕገብ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥን ቪድዮን።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) bt ምዕ. 2 ¶16-23
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 103ን ጸሎትን