ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“ሰብዶ ንኣምላኽ ኪጠቕሞ ይኽእል እዩ፧”

“ሰብዶ ንኣምላኽ ኪጠቕሞ ይኽእል እዩ፧”

ኤሊፋዝ: ሰባት ንኣምላኽ ምንም ከም ዘይጠቕምዎ እዩ ዚገልጽ ነይሩ (እዮ 22:1, 2w05 15/9 27 ¶1-3)

ኤሊፋዝ፡ ጻድቃን እውን እንተ ዀንና ንኣምላኽ ከም ዘየገድሶ እዩ ዚገልጽ ነይሩ (እዮ 22:3w95 15/2 27 ¶6)

ነቲ ዜባጭወሉ ምላሽ ብምሃብ ንየሆዋ ኸነሐጕሶ ንኽእል ኢና (ምሳ 27:11w03 15/4 14-15 ¶10-12)

ንምስትንታን ዚኸውን፦ ነቲ ዅሉ ዚኽእል ከም እትጠቅም ምፍላጥካ እንታይ ተሰሚዑካ፧