ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

6-12 ሕዳር

እዮብ 13-14

6-12 ሕዳር

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ሰብ እንተ ሞይቱ፡ መሊሱዶ ህያው ኪኸውን ይኽእል እዩ፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • እዮ 13:12—እዮብ ነቲ እቶም ናይ ሓሶት መጸናናዕቱ እተዛረብዎ ዘረባ ምስ “ምስላታት ሓምዅሽቲ” ዘመሳሰሎ ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 191)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እዮ 13:1-28 (th መጽናዕቲ 12)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት