ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“ሰብ እንተ ሞይቱ፡ መሊሱዶ ህያው ኪኸውን ይኽእል እዩ፧”

“ሰብ እንተ ሞይቱ፡ መሊሱዶ ህያው ኪኸውን ይኽእል እዩ፧”

ሰባት ሞት ኬወግዱ ወይ ምዉታት ኬተንስኡ ኣይክእሉን (እዮ 14:1, 2, 4, 10w99 15/10 3 ¶1-3)

ምዉታት መሊሶም ህያዋን ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም (እዮ 14:7-9w15 15/4 32 ¶1-2)

የሆዋ ንኣገልገልቱ ኼተንስኦም ክእለት ኣለዎ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኬተንስኦም እውን ይናፍቕ እዩ (እዮ 14:14, 15w11 1/3 22 ¶5)

ንምስትንታን ዚኸውን፦ የሆዋ ንእሙናት ኣገልገልቱ ኼተንስኦም ዚናፍቕ ስለምንታይ እዩ፧ እዚኸ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ስምዒት እዩ ዚፈጥረልካ፧