ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ናይ ፈለማ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ንመዓልታዊ ህይወትና ዚኸውን ግብራዊ ምኽሪ ኻበይ ክንረክብ ንኽእል፧

ጥቕሲ፦ 2ጢሞ 3:16, 17

ንዚቕጽል፦ ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትኣምኖ እትኽእል ስለምንታይ ኢኻ፧

እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦

ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትኣምኖ እትኽእል ስለምንታይ ኢኻ፧

ጥቕሲ፦ እዮ 26:7

ንዚቕጽል፦ ገለ ኻብቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምልሶ ሕቶታት እንታይ እዩ፧

እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦