ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

11-17 ሕዳር

መዝሙር 106

11-17 ሕዳር

መዝሙር 36ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ‘ንኣምላኽ እቲ መድሓኒኦም ረሲዖምዎ’

(10 ደቒቕ)

እስራኤላውያን ምስ ፈርሁ፡ ካብ የሆዋ ዓለዉ (ዘጸ 14:11, 12፣ መዝ 106:7-9)

እስራኤላውያን ምስ ጠመዩን ምስ ጸምኡን ኣብ ልዕሊ የሆዋ ኣጕረምረሙ (ዘጸ 15:24፣ 16:3, 8፣ 17:2, 3፣ መዝ 106:13, 14)

እስራኤላውያን ምስ ጨነቖም ጣኦት ኣምለኹ (ዘጸ 32:1፣ መዝ 106:19-21w18.07 20 ¶13)

ንምስትንታን ዚኸውን፦ በዳሂ ነገር ኬጋጥመና ኸሎ፡ ኣብ ዝሓለፈ የሆዋ ብኸመይ ከም ዝሓገዘና ምዝካርና እንታይ ጥቕሚ ኣለዎ፧

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 106:36, 37—ንጣኦታት ምምላኽ ምስ ንኣጋንንቲ ምስዋእ እንታይ ምትሕሓዝ ኣለዎ፧ (w06 15/7 13 ¶9)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ቀሊል—የሱስ እንታይ ገይሩ፧

(7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ ድሕሪኡ፡ lmd ትምህርቲ 11 ነጥቢ 1-2 ተመያየጡሉ።

5. ቀሊል—ካብ የሱስ እንታይ ንምሃር፧

(8 ደቒቕ) ኣብ lmd ትምህርቲ 11 ነጥቢ 3-5 ኸምኡ ድማ “ኣብዚ እውን ርአ” ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 78

6. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

7. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 77ን ጸሎትን