ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

25 ሕዳር–1 ታሕሳስ

መዝሙር 109-112

25 ሕዳር–1 ታሕሳስ

መዝሙር 14ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ነቲ ንጉስ ዝዀነ የሱስ ደግፍ

(10 ደቒቕ)

የሱስ ናብ ሰማይ ምስ ዓረገ ኣብ የማን የሆዋ ተቐመጠ (መዝ 110:1w06 1/9 13 ¶6)

የሱስ ካብ 1914 ኣትሒዙ ንጸላእቱ ኺገዝኦም ጀሚሩ (መዝ 110:2w00 1/4 18 ¶3)

ብወለንታ ንግዝኣት የሱስ ክንድግፍ ንኽእል ኢና (መዝ 110:3be 76 ¶2)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ዝድግፍ ንምርኣይ እንታይ ሸቶታት ከውጽእ እኽእል፧’

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 110:4—ኣብዛ ጥቕሲ ተጠቒሱ ዘሎ ኺዳን ግለጽ። (it-1 524 ¶2)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(2 ደቒቕ) ኣብ በቤት። ዝርርብ ንምጅማር ትራክት ተጠቐም። (lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 3)

5. እምነትካ ምግላጽ

(5 ደቒቕ) መርኣያ። ijwfq 23—ፍረ ነገር፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ስለምንታይ እዮም ዘይዋግኡ፧ (lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 4)

6. ደቀ መዛሙርቲ ምግባር

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 72

7. ንመንግስቲ ኣምላኽ ብተኣማንነት ክንድግፋ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

(15 ደቒቕ) ምይይጥ።

የሆዋ ኣብ ልዕሊ ሰማያትን ምድርን ገዛኢ ምዃኑ፡ ብመንግስቱ ኣቢሉ እዩ ኣርእዩ። (ዳን 2:44, 45) መንግስቲ የሆዋ ንምድጋፍ ዚከኣለና ምስ እንገብር ልዑላውነት የሆዋ ብሉጽ ምዃኑ ኢና እነርኢ።

ነታ “ነቲ መስፍን ሰላም ብተኣማንነት ደግፎ” ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዛ እትስዕብ ሕቶ ሕተቶም፦

  • ንመንግስቲ ኣምላኽ ብተኣማንነት እንድግፍ ብኸመይ ኢና፧

ምስቲ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም እንድግፍ እነርእየሉ መገድታት ዚሰማማዕ ጥቕሲ ጽሓፍ።

  • ኣብ ህይወትና ንመንግስቲ ኣምላኽ ቀዳምነት ምስራዕ።

  • ከም ተገዛእቲ መንግስቲ ኣምላኽ መጠን ክንስዕቦ ዘሎና ስነ ምግባራዊ ስርዓታት ምሕላው።

  • ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ንኻልኦት ብቕንኣት ምንጋር።

  • ንሰብኣውያን መንግስትታት ኣኽብሮት ምርኣይ፡ ሕጊ ቄሳር ምስ ሕጊ የሆዋ ኺጋጮ ኸሎ ግና ንሕጊ የሆዋ ምስዓብ።

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 18 ¶16-24

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 75ን ጸሎትን