ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

9-15 ታሕሳስ

መዝሙር 119:1-56

9-15 ታሕሳስ

መዝሙር 124ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. “ጐበዝ ንመገዱ ኸመይ ገይሩ ብንጽህና ይሕልዋ፧”

(10 ደቒቕ)

ንርእሱ ብምሕላው (መዝ 119:9w87 1/11 18 ¶10)

ምስ መዘኻኸሪታት ኣምላኽ ብምልጋብ (መዝ 119:24, 31, 36w06 15/6 25 ¶1)

ንኣዒንቱ ኻብ ምርኣይ ከንቱነት ብምምላስ (መዝ 119:37w10 15/4 20 ¶2)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ብስነ ምግባራዊ ንጹህ ኰይነ ምእንቲ ኽመላለስ ዝሕግዘኒ እንታይ መዘኻኸሪታት ረኺበ፧’

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 119—እዛ መዝሙር እንታይ ዓይነት ኣጸሓሕፋ እዩ ዘለዋ፧ ስለምንታይከ ኪኸውን ይኽእል፧ (w05 15/4 10 ¶2)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ኣብ በቤት ከተገልግል ከለኻ ኣብ መገዲ ምስ ዝረኸብካዮ ሰብ ዝርርብ ጀምር። (lmd ትምህርቲ 1 ነጥቢ 4)

5. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። እቲ ብዓል ቤት ኣብ ቀረባ ግዜ ሰቡ ኸም ዝሞቶ ነጊሩካ ነይሩ። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 3)

6. መደረ

(5 ደቒቕ) ijwyp 83—ፍረ ነገር፦ ንፈተና ብኸመይ ክጻረሮ እኽእል፧ (th መጽናዕቲ 20)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 40

7. ንታሕሳስ እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት

(10 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ

8. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(5 ደቒቕ)

9. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 19 ¶6-13

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 21ን ጸሎትን