ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

14-20 ሕዳር

መክብብ 1-6

14-20 ሕዳር
  • መዝሙር 10ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ‘ብዅሉ ጻዕርኻ ተሓጐስ’፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መክ 2:10, 11—ሰሎሞን ብዛዕባ ሃብቲ እንታይ እዩ ኣስተብሂሉ፧ (w08 15/4 22 ¶9-10)

    • መክ 3:16, 17—ኣብዛ ዓለም እዚኣ ንዘሎ ዘይፍትሓውነት ብኸመይ ክንምልከቶ ኣሎና፧ (w06 1/11 14 ¶9)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መክ 1:1-18

ክርስትያናዊ ህይወት