ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መክብብ 1-6

ብዅሉ ጻዕርኻ ተሓጐስ

ብዅሉ ጻዕርኻ ተሓጐስ

የሆዋ ብስራሕና ኽንሕጐስ ይደልየና፡ ብኸመይ ከምኡ ኽንገብር ከም እንኽእል ድማ ይምህረና። ሓደ ሰብ ብዛዕባ ስራሕ ቅኑዕ ኣረኣእያ እንተ ኣልይዎ፡ ዕዮኡ ሓጐስ ኬምጽኣሉ ይኽእል እዩ።

ብስራሕካ ምእንቲ ኽትሕጐስ . . .

3:13፣ 4:6

  • ኣወንታዊ ኣረኣእያ ኣማዕብል

  • ስራሕካ ንኻልኦት ብኸመይ ኪሕግዞም ከም ዚኽእል ሕሰብ

  • ኣብ ስራሕካ ዚከኣለካ ዘበለ ግበር፣ ካብ ስራሕ ምስ ወጻእካ ግና ኣብ ኣምልኾ ስድራ ቤትካን ኣብ ኣምልኾኻን ኣተኵር