21-27 ሕዳር
መክብብ 7-12
መዝሙር 41ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ብመዓልትታት ንእስነትካ ነቲ ዓብዪ ፈጣሪኻ ዘክሮ”፦ (10 ደቒቕ)
መክ 12:1—መንእሰያት ንግዜኦምን ንሓይሎምን ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኽ ኬውዕልዎ ኣለዎም (w14 15/1 18 ¶3፣ 22 ¶1)
መክ 12:2-7—መንእሰያት በቲ ምስ ዕድመ ምድፋእ ዚመጽእ “መዓልትታት ጭንቂ” ኣይድረቱን እዮም (w08 15/11 23 ¶2፣ w06 1/11 16 ¶9)
መክ 12:13, 14—ንየሆዋ ምግልጋል፡ ትርጉም ዘለዎ ህይወት ክትነብር ዜኽእል ዝበለጸ መገዲ እዩ (w11 1/11 21 ¶1-6)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
መክ 10:1—‘ንእሽቶ ዕሽነት ንጥበብ ዚዕብልላ’ ብኸመይ እዩ፧ (w06 1/11 16 ¶5)
መክ 11:1—“ንእንጌራኻ ናብ ማያት ደርብዮ” ኺብሃል ከሎ እንታይ ማለት፧ (w06 1/11 16 ¶7)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መክ 10:12–11:10
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) 2ጢሞ 3:1-5—ሓቂ ምሃር።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 44:27–45:2—ሓቂ ምሃር።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 25-26 ¶18-20—ናብ ኣኼባታት ዓድሞ።
ክርስትያናዊ ህይወት
መዝሙር 1
“ኣቱም መንእሰያት፡ በቲ ‘ዓብዪ ኣፍ ደገ’ ንምእታው ኣይትደንጕዩ”፦ (15 ደቒቕ) ነታ፡ ኣቱም መንእሰያት፡ የሆዋ የፍቅረኩም እዩ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። (ቪድዮ ኣብ ትሕቲ ዚብል ክፋል፡ OUR MEETINGS AND MINISTRY ርአ።) ድሕሪኡ፡ ነታ ዓንቀጽ ተመያየጡላ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 2 ሕ.ጽ. 13-23፡ “ክለሳ ምዕራፍ”
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 148ን ጸሎትን
መዘኻኸሪ፦ ቅድሚ ምዝማርኩም፡ ነቲ ሙዚቃ ብምሉኡ ሓንሳእ ስምዕዎ።