ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

28 ሕዳር–4 ታሕሳስ

መሃልየ መሃልይ 1-8

28 ሕዳር–4 ታሕሳስ
  • መዝሙር 27ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh—ምስታ መጽሓፍ ምእንቲ ኸተፋልጦ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ተጠቐም። (መዘኻኸሪ፦ ኣብ እዋን እቲ መርኣያ ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ።)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh—ናብ ኣኼባ ዓድሞ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 29-31 ¶8-9

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 48

  • “መንእሰያት ዚሓትዎ—ዓርኪ ኽሕዝ ተዳልየ ድየ፧” (9 ደቒቕ) ኣብታ “መንእሰያት ዚሓትዎ—ዓርኪ ኽሕዝ ተዳልየ ድየ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ እተመስረተ መደረ። (ናብ jw.org ኣቲኻ፡ ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ።)

  • ናይ ሓቂ ፍቕሪ ድዩ ኣይኰነን፧ (6 ደቒቕ) ነታ ናይ ሓቂ ፍቕሪ ድዩ ኣይኰነን፧ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን። (ቪድዮ ኣብ ትሕቲ ዚብል ክፋል፡ OUR MEETINGS AND MINISTRY ርአ።)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 3 ሕ.ጽ. 1-13፡ “እታ ኣብራምን ሳራይን ዝሓደግዋ ኸተማዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 34ን ጸሎትን