ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መሃልየ መሃልይ 1-8

እታ ሹላማዊት—ክንመስላ ዚግባእ ሰናይ ኣብነት

እታ ሹላማዊት—ክንመስላ ዚግባእ ሰናይ ኣብነት

ንኣምለኽቲ የሆዋ ሰናይ ኣብነት ክትከውን ዝኸኣለት ብኸመይ እያ፧

2:7፣ 4:12

  • ንናይ ሓቂ ፍቕሪ ብጥበብ ተጸበየት

  • ምስ ማንም ሰብ ፍቕራዊ ርክብ ክትምስርት ብኻልኦት ንዚግበረላ ጸቕጢ ተቓወመት

  • ትሕትትን ሚዛናዊትን ንጽህትን እያ ነይራ

  • ፍቕራ ብወርቂ ወይ ብሻሕራ ኺዕደግ ኣይፈቐደትን

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተት፦

‘ነየናይ ባህርይ እታ ሹላማዊት እየ ክቐድሖ ዘሎኒ፧’