7-13 ሕዳር
ምሳሌ 27-31
መዝሙር 3ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኽኢላ ሰበይቲ ይገልጽ”፦ (10 ደቒቕ)
ምሳ 31:10-12—እምንቲ (w15 15/1 20 ¶10፣ w00 1/2 31 ¶3፣ it-2-E 1183)
ምሳ 31:13-27—ትግህቲ (w00 1/2 31 ¶4-5)
ምሳ 31:28-31—ውዳሰ ዚግብኣ መንፈሳዊት ሰብ እያ (w15 15/1 20 ¶8፣ w00 1/2 31 ¶6, 9)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ምሳ 27:12—ንመዘናግዒ ብዚምልከት ጐራሓት ምዃንና ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (w15 1/7 8 ¶3)
ምሳ 27:21—‘ሰብ በቲ ዚውሃቦ ውዳሰ ኺፍተን’ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ (w11 1/8 28 ¶7፣ w06 15/9 19 ¶12)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ምሳ 29:11–30:4
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፣ ደድሕሪ ሓንቲ ቪድዮ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጡሉ። ኣስፋሕቲ ናይ ገዛእ ርእሶም ኣቀራርባ ኼዳልዉ ኣተባብዓዮም።
ክርስትያናዊ ህይወት
መዝሙር 11
“ሰብኣያ ኣብ ኣፍ ደገታት ከተማ ፍሉጥ እዩ”፦ (5 ደቒቕ) ብሽማግለ ዚቐርብ መደረ።
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (10 ደቒቕ) ከም ኣማራጺ፡ ነቲ ኻብ መጽሓፍ ዓመት ዝረኸብኩምዎ ትምህርቲ ተመያየጡሉ። (yb16 40-41)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 1 ሕ.ጽ. 14-27፡ ክለሳ ምዕራፍ
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 14ን ጸሎትን