ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

18-24 ሕዳር

ራእይ 1-3

18-24 ሕዳር
  • መዝሙር 15ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ግብርኻ . . . እፈልጥ እየ”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ራእ 1:7—የሱስ ‘ብደበና ኺመጽእ’ ከሎ ዅለን ኣዒንቲ ዚርእያኦ ብኸመይን መዓስን እየን፧ (kr 226 ¶10)

    • ራእ 2:7—ካብታ ኣብ “ገነት ኣምላኽ ዘላ ኦም ህይወት” ምብላዕ ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (w09 15/1 31 ¶1)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ራእ 1:1-11 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት