ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

25 ሕዳር–1 ታሕሳስ

ራእይ 4-6

25 ሕዳር–1 ታሕሳስ
  • መዝሙር 22ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ምግላብ እቶም ኣርባዕተ ፈረሰኛታት”፦ (10 ደቒቕ)

    • ራእ 6:2—እቲ ኣብ ኣምበላይ ፈረስ እተወጥሐ ፈረሰኛ ‘እናሰዓረ ወጸ’ (wp17.3 4 ¶3, 5)

    • ራእ 6:4-6—ድሕሪኡ እቲ ኣብ ሓመር ፈረስ እተወጥሐ ፈረሰኛን እቲ ኣብ መጋል ፈረስ እተወጥሐ ፈረሰኛን ወጹ (wp17.3 5 ¶2, 4-5)

    • ራእ 6:8—ቀጺሉ እቲ ኣብ ጨላይ ፈረስ እተወጥሐ ፈረሰኛ፡ መቓብር እናሰዓቦ ወጸ (wp17.3 5 ¶8-10)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ራእ 4:4, 6—እቶም 24 ሽማግለታትን እቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራትን ንምንታይ የመልክቱ፧ (re 76-77 ¶880 ¶19)

    • ራእ 5:5—የሱስ፡ “ካብ ነገድ ይሁዳ ዝዀነ ኣንበሳ” እተባህለ ስለምንታይ እዩ፧ (cf 36 ¶5-6)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ራእ 4:1-11 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 46

  • የሆዋ ሕጉስ ወሃቢ እዩ ዚፈቱ”፦ (15 ደቒቕ) ብሽማግለ ዚቐርብ ምይይጥ። ነታ ብኤለክትሮኒካዊ መገዲ ወፈያ ዚግበረሉ ኣገባብ ዘርእስታ ቪድዮ ብምውላዕ ጀምር። ንኣስፋሕቲ ነቲ ኣብ jw.orgን ኣብ JW Library ዚርከብ ወፈያ ዚብል ብምጥዋቕ ወይ donate.pr418.com ኢሎም ብምጽሓፍ ብዛዕባ ወፈያ ሓበሬታ ኺረኽቡ ኸም ዚኽእሉ ሓብሮም። ነታ ኻብ ጨንፈር ቤት ጽሕፈት እተላእከት፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ኣገልግሎት ዓመት እተገብረ ወፈያ፡ ሞሳ እትገልጽ ደብዳበ ኣንብባ። ነታ ጉባኤ ስለቲ ብልግሲ እትገብሮ ወፈያ ነኣዳ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 43 ¶1-7

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 68ን ጸሎትን