ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 1 ዮሃንስ 1-5

ንዓለም ወይስ ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ኣይትፍተዉ

ንዓለም ወይስ ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ኣይትፍተዉ

2:15-17

ሰይጣን ካብ የሆዋ ምእንቲ ኼርሕቐና ኢሉ ነዚ ዚስዕብ ሰለስተ ዓለማዊ መስድዒታት ይጥቀም እዩ። ብዛዕባ እዚ፡ ንሓደ ሰብ ብኸመይ ምገለጽካሉ፧

  • “ትምኒት ስጋ”

  • “ትምኒት ኣዒንቲ”

  • “መነባብሮኻ ርኣዩለይ ምባል”