ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ኣጻውት ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ ሕቶ፦ ዕላማ ህይወት እንታይ እዩ፧ ጥቕሲ፦ ዘፍ 1:27, 28 ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ዕላማኡ ኸም ዚፍጽም ክንተኣማመን እንኽእል ስለምንታይ ኢና፧ ○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ ሕቶ፦ ኣምላኽ ዕላማኡ ኸም ዚፍጽም ክንተኣማመን እንኽእል ስለምንታይ ኢና፧ ጥቕሲ፦ እያ 21:45 ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ንመጻኢ እንታይ እዩ ኣተስፍዩ፧ ○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ ሕቶ፦ ኣምላኽ ንመጻኢ እንታይ እዩ ኣተስፍዩ፧ ጥቕሲ፦ ራእ 21:4 ንዚቕጽል፦ ካብቲ ኣምላኽ ዘተስፈዎ ተስፋታት ምእንቲ ኽንጥቀም እንታይ ክንገብር ኣሎና፧ ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ኣብ ሕዳር 2019 ዚቐርብ ንኣገልግሎት ወፍሪ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ትግርኛ ኣብ ሕዳር 2019 ዚቐርብ ንኣገልግሎት ወፍሪ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት https://assetsnffrgf-a.akamaihd.net/assets/ct/e781f8601f/images/syn_placeholder_sqr.png