ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

9-15 ሕዳር

ዘሌዋውያን 1-3

9-15 ሕዳር

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ዕላማ መስዋእትታት”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘሌ 2:13—ጨው ኣብ ኵሉ መስዋእቲ ዚቐርብ ዝነበረ ስለምንታይ እዩ፧ (ህዝ 43:24w04 15/5 22 ¶1)

    • ዘሌ 3:17—እስራኤላውያን ስብሒ ኸይበልዑ እተኸልከሉ ስለምንታይ እዮም፧ እዚኸ እንታይ ይምህረና፧ (it-1 813፣ w04 15/5 22 ¶2)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘሌ 1:1-17 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣብላ፣ ንሰማዕቲ ድማ ነቲ ኣብታ ቪድዮ ዘሎ ሕቶታት ሕተቶም።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 2)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 11)

ክርስትያናዊ ህይወት