11-17 ጥቅምቲ
እያሱ 10-11
መዝሙር 149ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሆዋ ኣብ ክንዲ እስራኤል ተዋግአ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
እያ 10:13—ኣብ “መጽሓፍ ያሻር” ብዛዕባ ዝነበረ ኽንፈልጥ ዘየድልየና ስለምንታይ እዩ፧ (w09 15/3 32 ¶5)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እያ 10:1-15 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
“ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ—ካብ መዓይይትኻ ሓገዝ ብምቕባል”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐስ—ሓገዝ የሆዋ ተቐበል—ኣሕዋትና ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lffi ትምህርቲ 01 ነጥቢ 4 (th መጽናዕቲ 14)
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 135
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 90ን ጸሎትን