20-26 መስከረም
እያሱ 3-5
መዝሙር 65ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሆዋ እምነት ንዜርእዩ ይባርኾም”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
እያ 5:14, 15፡ እ.ጽ.—“ሓለቓ ሰራዊት የሆዋ” እተባህለ መን ኪኸውን ይኽእል፧ (w04 1/12 9 ¶2)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እያ 3:1-13 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
“ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ—ናውቲ ምርምር ብምጥቃም”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐስ—ሓገዝ የሆዋ ተቐበል—ናውቲ ምርምር ብምጥቃም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lffi ትምህርቲ 01፡ መእተውን ነጥቢ 1-2ን ሳጹንን (th መጽናዕቲ 15)
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 132፡ ኣብ ገጽ 300 ዘላ ሳጹን
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 20ን ጸሎትን