ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
የሆዋ እምነት ንዜርእዩ ይባርኾም
የሆዋ ዚህቦ መምርሒ ብዓይኒ ሰብ ኪርአ ኸሎ፡ ዘይጥበባዊ ይመስል ይኸውን (እያ 3:12, 13፣ it-2 105፣ ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ)
እተሾሙ ሰብኡት፡ መምርሒታት ኣብ ምስዓብ ቀዳሞት ኪዀኑ ኣለዎም (እያ 3:14፣ w13 15/9 16 ¶17)
የሆዋ ንቘራጽ ስጕምቲ ይባርኾ (እያ 3:15-17፣ w13 9/15 16 ¶18)
ዋላ እኳ ጥዕናና ወይ ኵነታትና እንተ ደረተና፡ የሆዋ ነቲ ንምስባኽ እንወስዶ ተበግሶ ይባርኾ እዩ።