25-31 ጥቅምቲ
እያሱ 15-17
መዝሙር 146ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ነቲ ኽቡር ውርሻኻ ተኸላኸለሉ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
እያ 17:15, 18—ጥንታዊት እስራኤል ብዱር እተሸፈነት ከም ዝነበረት ብኸመይ ንፈልጥ፧ (w15 15/7 32)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እያ 15:1-12 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ናብ ኣኼባታትና ዓድሞ። (th መጽናዕቲ 19)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 4)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lffi ትምህርቲ 01 ነጥቢ 6ን “ገሊኦም ከምዚ ይብሉ”ን (th መጽናዕቲ 9)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ዝሓሸት ዓለም ቀሪባ እያ! ዚብል ብስራት ስበኽ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ዘ ኒው ዎርልድ ቱ ካም ዘርእስታ ናይ ፈለማ መዝሙር ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 137
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 69ን ጸሎትን