27 መስከረም–3 ጥቅምቲ
እያሱ 6-7
መዝሙር 144ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ካብ ከንቱነት ርሓቕ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
እያ 6:20—ጥንታዊት ከተማ ያሪኮ ብዘይ ነዊሕ ከበባ ኸም እተሳዕረት ዚሕብር እንታይ መርትዖ ኣሎ፧ (w15 15/11 13 ¶2-3)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እያ 6:1-14 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 12)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋልጥ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 9)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lffi ትምህርቲ 01 ነጥቢ 3 (th መጽናዕቲ 8)
ክርስትያናዊ ህይወት
ውድባዊ ዕማማት፦ (5 ደቒቕ) ነታ ንመስከረም እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
ኰነ ኢልካ ዘይምእዛዝ ሕማቕ ሳዕቤን ኣለዎ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ‘ሓንቲ ቓል እኳ ኣይወደቐትን’—ቍንጽል ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ የሆዋ ንያሪኮ ዚምልከት እንታይ ንጹር ትእዛዝ እዩ ሂቡ ነይሩ፧ ዓካንን ስድራኡን እንታይ እዮም ገይሮም፧ ስለምንታይከ፧ ካብዚ ጸብጻብ እዚ እንታይ ትምህርቲ ኢና እንረክብ፧ ንዅሎም ነታ ቪድዮ ብምልእታ ኺርእይዋ ኣተባብዓዮም።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 133
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 46ን ጸሎትን