ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ካብ ከንቱነት ርሓቕ
ዓካን በቲ ዝረኣዮ ተታሊሉ፡ ዘይናቱ ወሰደ (እያ 7:1, 20, 21፣ w10 15/4 20 ¶5)
ተግባራት ዓካን ንስድራኡን ንመላእ ህዝቢ እስራኤልን ጐዲእዎም (እያ 7:4, 5, 24-26፣ w97 15/8 28 ¶2)
ርእስና ኽንግስጽ ኣሎና (1ዮሃ 2:15-17፣ w10 15/4 21 ¶8)
ካብቲ ኣብታ ጽድቂ ዝሰፈና ናይ ኣምላኽ ሓዳስ ዓለም ዘይህሉ ኸንቱነት፡ ክንርሕቕ ኣሎና።—2ጴጥ 3:13።