19-25 መስከረም
1 ነገስት 13-14
መዝሙር 21ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ዕጉብን ትሑትን ክትከውን ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
1ነገ 14:13—እዛ ፍቕዲ እዚኣ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ትምህረና፧ (w10 1/7 29 ¶5)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ነገ 13:1-10 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ዚግበር ወፈራ እተዳለወ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 7)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነቲ ኣብ ናይ ፈለማ ምብጻሕ እተጀመረ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ትምህርቲ 01 ቐጽሎ። (th መጽናዕቲ 9)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 07 ነጥቢ 5 (th መጽናዕቲ 19)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንቝጠባዊ ጸገማት ብምትእምማን ተዋጽኣሉ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ዚጻወር ቤት ህነጽ—‘በቲ ዘሎካ ዕገብ’ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 13 ¶7-14፡ ሳጹን 13ሀ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 18ን ጸሎትን