24-30 ጥቅምቲ
2 ነገስት 1-2
መዝሙር 79ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ስልጠና ዚውሃበሉ ጽቡቕ መገዲ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ነገ 2:11—ኤልያስ ‘ብህቦብላ ንፋስ ናብ ሰማያት ምስ ዓረገ’፡ ናበይ እዩ ኸይዱ፧ (w05 1/8 9 ¶1)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ነገ 2:1-10 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 12)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንመርሓሉ መደብ ግለጸሉ፣ ካርድ ኣድራሻ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ሃቦ። (th መጽናዕቲ 13)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 07 ጽማቍን ክለሳን ሸቶን (th መጽናዕቲ 14)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ሓጋዚ መዳያት እታ ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ብንዘለኣለም ብህይወት ንበር! መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንዚመርሕ ሓደ ኣስፋሒ ሓጺር ቃለ መጠይቕ ግበረሉ። ነቲ ኣስፋሒ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶ፦ ነዛ ናይ መጽናዕቲ ንዋት ብምጥቃምካ እንታይ ኣሐጒሱካ፧ እቲ ቪድዮታትን እቲ ርእይቶኻ ኽትገልጽ ዚዕድም ሕቶታትን ንተምሃራይካ ብኸመይ ጸልይዎ፧
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 14 ¶21-25፡ ሳጹን 14ሀ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 103ን ጸሎትን