ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“ወድኺ ኣልዕሊ”

“ወድኺ ኣልዕሊ”

እታ ሹናማዊት ሰበይቲ ንኤልሳእ ብፍሉይ መገዲ ኣአንጊዳቶ (2ነገ 4:8-10)

የሆዋ፡ ወዲ ብምሃብ ባሪኽዋ (2ነገ 4:16, 17w17.12 4 ¶7)

የሆዋ ብኤልሳእ ኣቢሉ ንወዳ ኣተንሲኡላ (2ነገ 4:32-37w17.12 5 ¶8)

ውሉድካ ብሙማቱ እትሓዝን ዘለኻ ዲኻ፧ የሆዋ ሓዘንካ ይስምዖ እዩ። ኣብ ቀረባ ግዜ ንሰብካ ኼተንስኦ እዩ። (እዮ 14:14, 15) እቲ ግዜ እቲስ፡ ኣየ ኽንደይ ዜደንቕ ኰን ኪኸውን እዩ!