ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንየሆዋ ስለቲ ጥበቡ ወድሶ

ንየሆዋ ስለቲ ጥበቡ ወድሶ

የሆዋ ንሰሎሞን ፍሉይ ጥበብ ሂብዎ (1ነገ 10:1-3w99 1/7 30 ¶6)

ንግስቲ ሳባ በቲ የሆዋ ንሰሎሞን ዝሃቦ ጥበብ ተመሲጣ (1ነገ 10:4, 5w99 1/11 20 ¶6)

ንግስቲ ሳባ፡ የሆዋ ንሰሎሞን ንጉስ ገይሩ ስለ ዝሸሞ ወዲሳቶ (1ነገ 10:6-9w99 1/7 30-31)

ንሕና እውን ከም ንግስቲ ሳባ ነቲ ኣምላኽ ዚህቦ ጥበብ ኣድንቖት ከነርኢ ንኽእል ኢና። ብኸመይ፧ ሓደ መገዲ፡ ትምህርትታት የሱስ ኣብ ህይወትና ብምትግባርን ብእተኻእለ መጠን ኣብነቱ ብምስዓብን እዩ። (ማቴ 12:42፣ 1ጴጥ 2:21) ካልእ መገዲ ድማ፡ ኣምላኻዊ ጥበብ ኣብ ኣገልግሎትና ንኻልኦት ብምክፋል እዩ።