11-17 መስከረም
ኣስቴር 3-5
መዝሙር 85ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንኻልኦት ዚከኣሎም ኪገብሩ ሓግዞም”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ኣስ 4:12-16—ከም ኣስቴርን ማርዶካይን ንናጽነት ኣምልኾ ኽንቃለስ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (kr 160 ¶14)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ኣስ 3:1-12 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ መንግስቲ ኣምላኽ—ማቴ 14:19, 20 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ንሰማዕቲ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ሕተቶም።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንመርሓሉ መደብ ግለጸሉ፣ ካርድ ኣድራሻ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ሃቦ። (th መጽናዕቲ 16)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 12 መእተውን ነጥቢ 1-3 (th መጽናዕቲ 15)
ክርስትያናዊ ህይወት
ዓርኪ የሆዋ ኹን—ኣስቴር ተባዕ እያ ነይራ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ኣቐዲምካ ንዝሓረኻዮም ቈልዑ (እንተ ኣልዮም) ነዛ እትስዕብ ሕቶ ሕተቶም፦ ንትብዓት ኣስቴር ክትቀድሖ እትደሊ ኣብ ምንታይ መዳይ ኢኻ፧
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (10 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 57
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 125ን ጸሎትን