18-24 መስከረም
ኣስቴር 6-8
መዝሙር 115ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ጽቡቕ ሓሳብ ንሓሳብ ንምልውዋጥ ዚሕግዝ ትምህርቲ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ኣስ 7:4—ምጽናት ኣይሁድ “ንንጉስ ዚጐድኦ” ብኸመይ እዩ፧ (w06 1/3 11 ¶1)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ኣስ 8:9-17 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ። (th መጽናዕቲ 3)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት ናብ ኣኼባ ዓድሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነታ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ ዚግበር፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 12)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w22.01 10-11 ¶8-10—ፍረ ነገር፦ ከም ያእቆብ ንፉዕ መምህር ኩን—ንመልእኽትኻ ቐሊል ግበሮ። (th መጽናዕቲ 17)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ደንዳኒ ኼጋጥመካ ኸሎ ኣብ የሆዋ ተወከል”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥን ቪድዮን።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 58
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 124ን ጸሎትን