2-8 ጥቅምቲ
እዮብ 1–3
መዝሙር 141ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ዕምቈት እታ ንየሆዋ ዘላትካ ፍቕሪ ብቐጻሊ ኣርኢ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
እዮ 1:10—እዛ ፍቕዲ እዚኣ፡ ነተን ኣብ ማቴዎስ 27:46 ተመዝጊበን ዘለዋ ቓላት የሱስ ክንርድአን እትሕግዘና ብኸመይ እያ፧ (w21.04 11 ¶9)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እዮ 3:1-26 (th መጽናዕቲ 12)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ኸም እንመርሕ ግለጸሉን ካርድ ኣድራሻ jw.org ሃቦን። (መጽናዕቲ 9)
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 20)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w22.01 11-12 ¶11-14—ፍረ ነገር፦ ከም ያእቆብ ንፉዕ መምህር ኩን—ክውንነት እትቕበልን ትሑትን ኩን። (th መጽናዕቲ 18)
ክርስትያናዊ ህይወት
እኹል እገብር ከም ዝነበርኩ ይስምዓኒ ነይሩ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥን። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ሓውና በርድወል ኣብ ምንታይ መዳይ እዩ ‘እኹል ይገብር ከም ዝነበረ’ ዚስምዖ ነይሩ፧
ኣብ ማቴዎስ 6:33 ብምስትንታኑ እንታይ ጽልዋ ኣሕዲርሉ፧
ካብ ተመክሮ ስድራ ቤት በርድወል እንታይ ካልእ ዜደንቐካ ነገር ረኺብካ፧
“ንቐንዲ ገጽ JW.ORG ኣብ ኣገልግሎትካ ተጠቐመሉ”፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 59 ነጥቢ 6ን ጽማቝን ክለሳን ሸቶን
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 129ን ጸሎትን