ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ዕምቈት እታ ንየሆዋ ዘላትካ ፍቕሪ ብቐጻሊ ኣርኢ

ዕምቈት እታ ንየሆዋ ዘላትካ ፍቕሪ ብቐጻሊ ኣርኢ

[መእተዊ እዮብ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

እዮብ ንጥቕሚ ርእሱ ኢሉ ንየሆዋ ኸም ዜፍቅሮን ከም ዜገልግሎን ሰይጣን ከሲሱ (እዮ 1:8-11w18.02 6 ¶16-17)

ሰይጣን ንየሆዋ ናይ ሓቂ ፍቕሪ ኸም ዘይብልና ኸሲሱ (እዮ 2:4, 5w19.02 5 ¶10)

ሰይጣን ሓሳዊ ምዃኑ ምእንቲ ኸነረጋግጽ የሆዋ ንነፍሲ ወከፍና ኣጋጣሚ ሂብና እዩ። (ምሳ 27:11) ኣብ ጽቡቕን ኣብ ሕማቕን እዋን ንየሆዋ ቐዳምነት ብምሃብ፡ ክሳዕ ክንደይ ከም እነፍቅሮ ኸነርኢ ንኽእል ኢና።