4-10 መስከረም
ኣስቴር 1-2
መዝሙር 137ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ከም ኣስቴር ትሑት ክትከውን ጽዓር”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ኣስ 2:5—ብዛዕባ ማርዶካይ ንዚገልጽ ዛንታ መጽሓፍ ቅዱስ ኪድግፍ ዚኽእል እንታይ መርትዖ ኣሎ፧ (w22.11 31 ¶3-6)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ኣስ 1:13-22 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ መንግስቲ ኣምላኽ—ማቴ 6:9, 10 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ሕተት።
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 1)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w20.11 12-14 ¶3-7—ፍረ ነገር፦ ካብ የሱስን ካብ መላእኽትን ዚርከብ ረድኤት። (th መጽናዕቲ 14)
ክርስትያናዊ ህይወት
መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧—ኣካላዊ ትርኢት፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ብዛዕባ ኣካላዊ ትርኢት ሚዛናዊ ኣርኣእያ ምሓዝ ከቢድ ኪኸውን ዚኽእል ስለምንታይ እዩ፧
ኣብ 1 ጴጥሮስ 3:3, 4 ዚርከብ መሰረታዊ ስርዓት ብዛዕባ ርእስና ሚዛናዊ ኣርኣእያ ኽንሕዝ ኪሕግዘና ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧
ውድባዊ ዕማማት፦ (10 ደቒቕ) ነታ ንመስከረም እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 56 ከምኡ እውን ተወሳኺ ሓበሬታ 6ን 7ን
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 101ን ጸሎትን