9-15 ጥቅምቲ
እዮብ 4–5
መዝሙር 121ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንግጉይ ሓበሬታ ተጠንቀቐሉ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
እዮ 4:4—እዮብ፡ ሎሚ ንዘለዉ ክርስትያናት እንታይ ሰናይ ኣብነት እዩ ሓዲጉ፧ (w03 15/5 22 ¶5-6)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እዮ 5:1-27 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። (th መጽናዕቲ 4)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣብ jw.org ብኸመይ ሓበሬታ ኸም ዚረክብ ኣርእዮ። (th መጽናዕቲ 15)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 16 ነጥቢ 5 (th መጽናዕቲ 16)
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 60
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 38ን ጸሎትን