ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

14-20 ጥቅምቲ

መዝሙር 96–99

14-20 ጥቅምቲ

መዝሙር 66ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. “ኣበስር”!

(10 ደቒቕ)

ንሰባት ኣበስር (መዝ 96:2w11 1/3 6 ¶1-2 )

ብዛዕባ ፍርዲ ዝገልጽ ብስራት ምሃሮም (መዝ 96:12, 13w12 1/9 16 ¶1)

ብዛዕባ እቲ የሆዋ፡ ምድሪ ንስሙ ብዚውድሱ ሰባት ኪመልኣ ዘለዎ ዕላማ ንገሮም (መዝ 99:1-3w12 15/9 12 ¶18-19)

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 96:1—መብዛሕትኡ ግዜ ኣገዳስነት እቲ “ሓድሽ መዝሙር” ዚብል መግለጺ እንታይ እዩ፧ (it-2 994)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ቈራጽነት—የሱስ እንታይ ገይሩ፧

5. ቈራጽነት—ንየሱስ ምሰሎ

(8 ደቒቕ) ኣብ lmd ትምህርቲ 10 ነጥቢ 3-5 ኸምኡ ድማ “ኣብዚ እውን ርአ” ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 9

6. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

7. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 16 ¶10-18

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 67ን ጸሎት