ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

21-27 ጥቅምቲ

መዝሙር 100–102

21-27 ጥቅምቲ

መዝሙር 37ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ነቲ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕሪ የሆዋ ኣማስወሉ

(10 ደቒቕ)

ንየሆዋ ሓያል ፍቕሪ ኣማዕብል (መዝ 100:5w23.03 12 ¶18-19)

ምስ የሆዋ ንዘሎካ ርክብ ኬበላሹ ዚኽእል ዝዀነ ይኹን ነገር ኣወግድ (መዝ 101:2, 3w23.02 17 ¶10)

ካብቶም ንየሆዋን ንውድቡን ዜካፍኡ ርሓቕ (መዝ 101:5w11 15/7 16 ¶7-8)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ማሕበራዊ መራኸቢ ዚጥቀመሉ መገዲ ነቲ ምስ የሆዋ ዘሎኒ ርክብ ዜበላሹ ድዩ፧’

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 102:6—እቲ ዘማሪ ንርእሱ ምስ ሓሓት ዘመሳሰላ ስለምንታይ እዩ፧ (it-2 596)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ኣብ በቤት። (lmd ትምህርቲ 2 ነጥቢ 3)

5. ንግዱሳት ምክትታል

(5 ደቒቕ) ኣብ በቤት። መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 4)

6. እምነትካ ምግላጽ

(4 ደቒቕ) መርኣያ። ijwbq 129—ፍረ ነገር፦ መጽሓፍ ቅዱስ ተቐዪሩ ወይ መልእኽቱ ተጠውዩ ድዩ፧ (th መጽናዕቲ 8)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 137

7. ‘ናባኻ እለግብ፡ ንስኻ ድማ ትሕዘኒ’

(15 ደቒቕ)

ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዘን ዝስዕባ ሕቶታት ሕተቶም፦

  • ሃና ብተኣማንነት ዘፍቀረት ብኸመይ እያ፧

  • ንሕናኸ ብኸመይ ክንመስላ ንኽእል፧

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 17 ¶1-7

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 96ን ጸሎት