23-29 መስከረም
መዝሙር 88–89
መዝሙር 22ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
1. ግዝኣት የሆዋ ዝበለጸ እዩ
(10 ደቒቕ)
ግዝኣት የሆዋ ናይ ሓቂ ፍትሒ የስፍን (መዝ 89:14፣ w17.06 28 ¶5)
ግዝኣት የሆዋ ናይ ሓቂ ሓጐስ የምጽእ (መዝ 89:15, 16፣ w17.06 29 ¶10-11)
ግዝኣት የሆዋ ዘለኣለማዊ እዩ (መዝ 89:34-37፣ w14 15/10 10 ¶14)
2. መንፈሳዊ ሃብቲ
(10 ደቒቕ)
-
መዝ 89:37—ኣብ መንጎ እሙንን ተኣማንነትን እንታይ ፍልልይ ኣሎ፧ (cl 281 ¶4-5)
-
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
(4 ደቒቕ) መዝ 89:1-24 (th መጽናዕቲ 11)
4. ዝርርብ ምጅማር
(3 ደቒቕ) ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት። ካብ ክርስትና እተፈለየ እምነት ንዘለዎ ሰብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (lmd ትምህርቲ 5 ነጥቢ 5)
5. ንግዱሳት ምክትታል
(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዚምራሕ ኣርኢ። (th መጽናዕቲ 9)
6. እምነትካ ምግላጽ
(5 ደቒቕ) መደረ። ijwbq 181—ፍረ ነገር፦ ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 2)
መዝሙር 94
7. መለክዒታት የሆዋ ዝበለጸ እዩ
(10 ደቒቕ) ምይይጥ።
ሓያሎ ሰባት እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ጾታን መውስቦን ዘለዎ መለክዒታት፡ ዘይምኽንያታውን ግዜ ዝሓለፎን ከም ዝዀነ ገይሮም እዮም ዚርእይዎ። ስነ ምግባራዊ መለክዒታት የሆዋ ምስዓብ ወትሩ ብሉጽ ከም ዝዀነ ትተኣማመን ዲኻ፧—ኢሳ 48:17, 18፣ ሮሜ 12:2።
-
ንስነ ምግባራዊ መለክዒታት ዓለም ክንኣምኖ ዘይብልና ስለምንታይ ኢና፧ (ኤር 10:23፣ 17:9፣ 2ቈረ 11:13-15፣ ኤፌ 4:18, 19)
-
ንስነ ምግባራዊ መለክዒታት የሆዋ ኽንኣምኖ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ (ዮሃ 3:16፣ ሮሜ 11:33፣ ቲቶ 1:2)
መጽሓፍ ቅዱስ እቶም ንስነ ምግባራዊ ስርዓታት ዕሽሽ ዚብልዎ ‘ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ዘይወርስዋ’ ይምህር። (1ቈረ 6:9, 10) እንተዀነ ግና፡ ንስነ ምግባራዊ መለክዒታት ኣምላኽ እንስዕበሉ ምኽንያት እዚ ጥራይ ድዩ፧
ነታ እንታይ እዩ ኣእሚኑኒ፧—መለክዒታት ኣምላኽዶ መለክዒታተይ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዛ እትስዕብ ሕቶ ሕተቶም፦
-
ስነ ምግባራዊ መለክዒታት ኣምላኽ ዜዕቍበና ብኸመይ እዩ፧
8. ነታ ጉባኤ ዜድሊ
(5 ደቒቕ)
9. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ
(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 15 ¶15-20