30 መስከረም–6 ጥቅምቲ
መዝሙር 90–91
መዝሙር 140ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
1. ዕምርኻ ምእንቲ ኺነውሕ ብየሆዋ ተኣመን
(10 ደቒቕ)
ደቂ ሰባት ዝገበርና እኳ እንተ ገበርና ዕምርና ኸነንውሕ ኣይንኽእልን (መዝ 90:10፣ wp19.3 5 ¶3-5)
የሆዋ “ኻብ ዘለኣለም ንዘለኣለም” ይነብር (መዝ 90:2፣ wp19.1 5፡ ሳጹን)
የሆዋ ነቶም ብእኡ ዚእመኑ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪህቦም ይኽእል እዩ፡ ኪህቦም ድማ እዩ (መዝ 21:4፣ 91:16)
ምስ ስርዓታት የሆዋ ዚጋጮ ሕክምና ብምግባር፡ ምስኡ ዘሎና ርክብ ከነበላሹ ኣይንደልን ኢና።—w22.06 18 ¶16-17።
2. መንፈሳዊ ሃብቲ
(10 ደቒቕ)
3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
(4 ደቒቕ) መዝ 91:1-16 (th መጽናዕቲ 10)
4. ዝርርብ ምጅማር
(3 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ብዘይ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ምይይጥ፡ እቲ ሰብ መዓልታዊ ህይወቱ ዝሓሸ ምእንቲ ኪኸውን፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዚሕግዞ ንምውሳን፡ እንታይ ከም ዜተሓሳስቦ ኺነግረካ ኣተባብዓዮ። (lmd ትምህርቲ 1 ነጥቢ 3)
5. ዝርርብ ምጅማር
(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። (lmd ትምህርቲ 1 ነጥቢ 4)
6. መደረ
(5 ደቒቕ) lmd መመላእታ ጽሑፍ ሀ ነጥቢ 5—ፍረ ነገር፦ ንዘለኣለም ኣብ ምድሪ ኽትነብር ትኽእል ኢኻ። (th መጽናዕቲ 14)
መዝሙር 158
7. ንሃብቲ ዓቕሊ ኣምላኽ ኣኽቢርካ ርኣዮ—የሆዋ ብዛዕባ ግዜ ዘለዎ ኣረኣእያ
(5 ደቒቕ) ምይይጥ።
ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዛ እትስዕብ ሕቶ ሕተቶም፦
-
ነቲ የሆዋ ብዛዕባ ግዜ ዘለዎ ኣረኣእያ ምምርማርና፡ ንተስፋታቱ ብትዕግስቲ ኽንጽበዮ ዚሕግዘና ብኸመይ እዩ፧
8. ንመስከረም እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት
(10 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ።
9. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ
(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 16 ¶1-5፡ ኣብ ገጽ 128 ዘላ ሳጹን