9-15 መስከረም
መዝሙር 82–84
መዝሙር 80ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
1. ነቲ ዘሎካ ፍሉይ መሰል ኣድናቖት ይሃሉኻ
(10 ደቒቕ)
ንዘሎና ፍሉይ መሰላት ኣገልግሎት ኣኽቢርና ንርኣዮ (መዝ 84:1-3፣ wp16.6 8 ¶2-3)
ኣብ እትምነዮ ዕዮ ኣብ ክንዲ እተተኵር፡ በቲ እትዓሞ ዘለኻ ተሓጐስ (መዝ 84:10፣ w08 15/7 30 ¶3-4)
የሆዋ ንዅሎም እቶም ብተኣማንነት ዜገልግልዎ ሕያዋይ እዩ (መዝ 84:11፣ w20.01 17 ¶12)
ኵሉ ዕዮ ነናቱ በረኸትን ነናቱ ብድሆታትን ኣለዎ። ኣብቲ በረኸት እንተ ኣተኲርካ፡ ካብ ዝዀነ ይኹን ዕዮ ሓጐስ ክትረክብ ኢኻ።
2. መንፈሳዊ ሃብቲ
(10 ደቒቕ)
መዝ 82:3—ነቶም ኣብ ጉባኤ ዚርከቡ ‘ዘኽታማት፡’ ፍቕራዊ ሓልዮት ምርኣይ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 816)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
(4 ደቒቕ) መዝ 82:1–83:18 (th መጽናዕቲ 2)
4. ድንጋጸ—የሱስ እንታይ ገይሩ፧
(7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ፡ ድሕሪኡ፡ ንlmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 1-2 ተመያየጡሉ።
5. ድንጋጸ—ንየሱስ ምሰሎ
(8 ደቒቕ) ኣብ lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 3-5 ኸምኡ ድማ “ኣብዚ እውን ርአ” ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።
መዝሙር 57
6. ነታ ጉባኤ ዜድሊ
(15 ደቒቕ)
7. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ
(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 15 ¶8-12፡ ኣብ ገጽ 118 ዘላ ሳጹን