ኣብ ምዕራብ ቤንጋል፡ ህንዲ፡ ሓንቲ ሓብቲ ንኣደን ጓልን ትምስክረለን

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ መስከረም 2016

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣምላኽ ከም ዚሓልየልና ዜረጋግጽ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ንምክፋልን መጽሔት ግምቢ ዘብዐኛ ንምብርካትን ዚኸውን ሓሳባት። ነቲ ኣብነታት ተጠቒምካ ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

‘ብሕጊ የሆዋ ተመላለስ’

ብሕጊ የሆዋ ምምልላስ ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ ጸሓፊ መዝሙር 119 ሎሚ ንዓና ጽቡቕ ኣብነት ይዀነና።

ክርስትያናዊ ህይወት

ቈልዓ ማዕጾ ምስ ዚኸፍተልና

ብኸመይ ብግቡእ ኽንምልስን ንወለዱ ኣኽብሮት ከነርእን ከም እንኽእል

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“ረዲኤተይሲ ኻብ የሆዋ፡ . . . እዩ ዚመጽእ”

መዝሙር 121 ዕቝባ የሆዋ ንምግላጽ ስእላዊ ዘረባ ትጥቀም።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ድንቅታት ኴንና ኢና ተፈጢርና

ዳዊት ኣብ መዝሙር 139፡ ንየሆዋ ስለቲ ዜደንቕ ፍጥረቱ ወዲስዎ።

ክርስትያናዊ ህይወት

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክትመርሕ ከለካ ኸተወግዶ ዘሎካ ጌጋታት

ልቢ ተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ንምትንካፍ እንታይ ከነወግድ ኣሎና፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“የሆዋ ዓብይን ብዙሕ ውዳሰ ዚግብኦን እዩ”

መዝሙር 145 ዳዊት ብዛዕባ እቲ የሆዋ ንዅሎም እሙናት ኣገልገልቱ ዘለዎ ሓልዮት ከመይ ከም እተሰምዖ ትገልጽ።

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንተገደስቲ ኣብ ኣኼባታት ኪካፈሉ ኣተባብዓዮም

ተገደስትን ተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስን ሓንሳእ ኣብ ኣኼባታት ኪካፈሉ ምስ ጀመሩ፡ ቀልጢፎም እዮም ዝያዳ ዕቤት ዚገብሩ።