ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

12-18 መስከረም

መዝሙር 120-134

12-18 መስከረም
  • መዝሙር 33ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ረድኤተይሲ ኻብ የሆዋ፡ . . . እዩ ዚመጽእ”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መዝ 123:2—እቲ ብዛዕባ “ኣዒንቲ ገላዉ” ዚገልጽ ምሳሌ እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧ (w06 1/9 15 ¶4)

    • መዝ 133:1-3—ሓደ ኻብቲ ኣብዚ መዝሙር እዚ ዚርከብ ትምህርትታት እንታይ እዩ፧ (w06 1/9 16 ¶3)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 127:1–129:8

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 37

  • የሆዋ ብዙሕ እዩ ገይሩለይ፦ (15 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ jw.org ወልዓያ። (ኣብ ትሕቲ ABOUT US > ACTIVITIES ርአ።) ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጡሉ፦ የሆዋ ንክሪስታል ዝሓገዛ ብኸመይ እዩ፧ እዚኸ እንታይ ድራኸ ኣሕዲሩላ፧ ብኣሉታዊ ስምዒታት ኣብ እተዋሕጠትሉ እዋን እንታይ እያ እትገብር፧ ተመክሮ ክሪስታል ብኸመይ ሓጊዙካ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 15 ሕ.ጽ. 18-23፡ ኣብ ገጽ 180 ዘላ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 20ን ጸሎትን