ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 120-134

“ረዲኤተይሲ ኻብ የሆዋ፡ . . . እዩ ዚመጽእ”

“ረዲኤተይሲ ኻብ የሆዋ፡ . . . እዩ ዚመጽእ”

እተን ካብ 120 ክሳዕ 134 ዘለዋ መዝሙራት፡ መዝሙር ምድያብ ተባሂለን እየን ዚፍለጣ። እስራኤላውያን ኣምለኽቲ ነቲ ዓመት ዓመት ዚብዓል በዓላት ኬብዕሉ ናብታ ኣብ ኣኽራን ይሁዳ እተደኰነት የሩሳሌም ‘ኪድይቡ’ ኸለዉ፡ ነዘን መዝሙራት እዚአን ይዝምርወን ከም ዝነበሩ ብዙሓት ይኣምኑሉ እዮም።

ዕቝባ የሆዋ፡ በዚ ዚስዕብ ስእላዊ ዘረባ ተገሊጹ ኣሎ፦

121:3-8

  • ንቑሕ ጓሳ

  • ካብ ጸሓይ ጽላል

  • እሙን ወተሃደር