ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

19-25 መስከረም

መዝሙር 135-141

19-25 መስከረም
  • መዝሙር 7ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ‘ድንቅታት ኴንና ኢና ተፈጢርና’፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መዝ 136:15—እዛ ፍቕዲ እዚኣ፡ ንጸብጻብ ዘጸኣት ዚምልከት እንታይ ከነስተውዕል እያ እትሕግዘና፧ (it-1-E 783 ¶5)

    • መዝ 141:5—ንጉስ ዳዊት እንታይ እዩ ተኣሚኑ፧ (w15 15/4 31 ¶1)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 139:1-24

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp16.5 16

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp16.5 16—ነቲ ብዓል ቤት ናብ ኣኼባ ዓድሞ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 8 ¶8—እቲ ተምሃራይ ነቲ ትምህርቲ ኺትግብሮ ሓግዞ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 22

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክትመርሕ ከለኻ ከተወግዶ ዘሎካ ጌጋታት”፦ (15 ደቒቕ) ነታ ዓንቀጽ ምስ ተመያየጥኩምላ፡ ነታ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትብሃል መጽሓፍ ኣብ ገጽ 29 ሕጡብ ጽሑፍ 7 ዘሎ ሓሳባት እተመስረተት፡ ክልተ ኽፋል ዘለዋ፡ ማለት ዘይቅኑዕን ቅኑዕን ኣመሃህራ እተርኢ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ ድማ ተመያየጡላ። ኣስፋሕቲ መጽሓፎም ሒዞም ኪከታተሉ ኣለዎም። እቶም ክፍሊ ኬቕርቡ ዚምደቡ ተምሃሮ ነዚ ጌጋታት እዚ ምስ ዜወግድዎ መብዛሕትኡ ግዜ ንኽፍሎም ኣብ ውሽጢ እቲ እተመደበሎም ግዜ ኬቕርብዎ ኸም ዚሕግዞም ኣዘኻኽሮም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 16 ሕ.ጽ. 1-8

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 30ን ጸሎትን