ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 135-141

ድንቅታት ኴንና ኢና ተፈጢርና

ድንቅታት ኴንና ኢና ተፈጢርና

ዳዊት ብዛዕባ እቲ ኣብ ፍጥረት እተንጸባረቐ ሰናይ ባህርያት ኣምላኽ ኣስተንተነ። ብምትእምማን ድማ ህይወቱ ንየሆዋ ንምግልጋል ተጠቕመሉ።

ዳዊት ብዛዕባ ፍጥረት ኣዕሚቑ ምሕሳቡ፡ ንየሆዋ ኺውድሶ ደረኾ፦

139:14

  • “መስተንክርን ድንቅን ኰይነ ተፈጢረ እየ እሞ ኽውድሰካ እየ”

139:15

  • “ብምስጢር ምስ ተገበርኩ፡ ኣብ መዓሙቝ ምድሪ ምስ ተኣለምኩ፡ ኣዕጽምተይ ካባኻ ኣይተሓብኣን”

139:16

  • “ኣዒንትኻ፡ ድቂ ኸለኹ እኳ ርእየናኒ፣ . . . ኵሉ እቲ ኣካላት . . . ኣብ መጽሓፍካ ተጻሒፉ ነይሩ”