ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 142-150

“የሆዋ ዓብይን ብዙሕ ውዳሰ ዚግብኦን እዩ”

“የሆዋ ዓብይን ብዙሕ ውዳሰ ዚግብኦን እዩ”

145:1-5

ዳዊት፡ ዕቤት የሆዋ ደረት ዘይብሉ ምዃኑ ምስ ተዓዘበ፡ ንዕኡ ንዘለኣለም ኪውድሶ ተደረኸ

145:10-12

ልክዕ ከም ዳዊት፡ እሙናት ኣገልገልቲ የሆዋ ንግብርታት ሓይሉ፡ ኣርእስቲ መዓልታዊ ዕላሎም ኪገብርዎ ይድረኹ እዮም

145:14

ዳዊት፡ የሆዋ ንኣገልገልቱ ኺከናኸኖም ከም ዚደልን ከም ዚኽእልን ይተኣማምን ነይሩ እዩ