ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ መስከረም 2018
ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
ኣምላኽ ንሰባት ከም ዚሓሊ ዘርኢ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
የሱስ ንሓንቲ ሳምራዊት ሰበይቲ መስከረላ
የሱስ ብዘይወግዓዊ መገዲ ምእንቲ ኺምስክር፡ እታ ሰበይቲ ኣብ መዓልታዊ ህይወታ ምስ እትፍጽሞ ተግባር ዚተሓሓዝ ምሳሌ ብምንጋር ዘረባኡ ጀመረ።
ክርስትያናዊ ህይወት
ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ምስክርነት ናብ ምሃብ ኪመርሓካ ብዚኽእል ዝርርባት ጀምር
ምስ ዘይንፈልጦም ሰባት ዝርርባት ኣብ ምጅማር ክእለትና ኸነመሓይሽ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ብቕኑዕ ድራኸ ንየሱስ ሰዓቦ
ገሊኦም ደቀ መዛሙርቲ ንየሱስ ዚስዕብዎ ዝነበሩ ንጥቕሚ ርእሶም ኢሎም ስለ ዝዀኑ ተዓንቂፎምን ንየሱስ ካብ ምስዓብ ኣቋሪጾምን እዮም።